ቃለ መሕትት ምስ ድምጻዊ ኣሕመድ መሓመድ (ወዲ ሸኽ)
- ተወልደ ወልደገብረኤል
ነባር ድምጻዊ ቋንቋ ትግረ ኣሕመድ መሓመድ(ወዲ ሸኽ)፡ ንልዕሊ 40 ዓመታት ኣብቲ ሞያ ዝጸንሐን ንብዙሓት መንእሰያት ኣብ ስነ-ጥበብ ትግረ ዝጸለወን ስነ-ጥበባዊ'ዩ። ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ኣብ ዝተኻየደ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ሰሜን ኣመሪካ ዝተረኽበ ወዲ ሸኽ፡ ብዛዕባ ኣብ ስነ-ጥበብ ቋንቋ ትግረ ዘለዎ ጦብላሕታን፡ ትምኒታቱን ኣዘራሪብናዮ ኣለና።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ