ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መሕትት ምስ ድምጻዊ ኣሕመድ መሓመድ (ወዲ ሸኽ)


ቃለ መሕትት ምስ ድምጻዊ ኣሕመድ መሓመድ (ወዲ ሸኽ)
please wait

No media source currently available

0:00 0:18:24 0:00

ነባር ድምጻዊ ቋንቋ ትግረ ኣሕመድ መሓመድ(ወዲ ሸኽ)፡ ንልዕሊ 40 ዓመታት ኣብቲ ሞያ ዝጸንሐን ንብዙሓት መንእሰያት ኣብ ስነ-ጥበብ ትግረ ዝጸለወን ስነ-ጥበባዊ'ዩ። ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ኣብ ዝተኻየደ ፈስቲቫል ኤርትራውያን ሰሜን ኣመሪካ ዝተረኽበ ወዲ ሸኽ፡  ብዛዕባ ኣብ ስነ-ጥበብ ቋንቋ ትግረ ዘለዎ ጦብላሕታን፡ ትምኒታቱን ኣዘራሪብናዮ ኣለና።

XS
SM
MD
LG