ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

አጋይሽ መደብ ኤርትራውያን አብ አሜሪካ - ሄለናን ፌቨንን ተስፋሚካኤል ዮሃንስ


ፌቭንን ሄለን
ፌቭንን ሄለን

አቡአን አብቲ ንነጻነት ኤርትራ ዝተካየደ ቃልሲ ዝተኻፈለ ገዲም ተጋዳላይ'ዩ። ተስፋሚካኤል ዮሃንስ ይበሃል። ክልተ ኣዋልድ ደቁ ፌቨንን ሄለናን አብ ሱዳን ተወሊደን አብ ዩናይትድ ስቴትስ ዝዓበያን ዝተማህራን'የን።አብዚ እዋን'ዚ አብ አሜሪካ ዘሎ ብቢልዮናት ዶላራት አብ ዝንቀሳቀስ ኢንዱስትሪ መርዓ ንምእታው ዝቃለሳ ዘለዋ መንእሰያት'የን።

ምሉእ ትሕዝቶ ቃለ-መጠይቅ ፌቨንን ሄለናን አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

አጋይሽ መደብ ኤርትራውያን አብ አሜሪካ - ሄለናን ፌቨንን ተስፋሚካኤል ዮሃንስ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:59 0:00

XS
SM
MD
LG