ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መጠይቕ ምስ ሄኖክ ሙሉብርሃን ተዓዋቲ 2024 ቐጠልያ ማልያ ዙር ኪንግሃይ ቻይና


ቃለ መጠይቕ ምስ ሄኖክ ሙሉብርሃን ተዓዋቲ 2024 ቐጠልያ ማልያ ዙር ኪንግሃይ ቻይና
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:46 0:00

ተዓዋቲ ናይ ነጥቢ ቀጠልያ ማልያ ዙር ኲንግሃይ ሌክ 2024 ሄኖክ ሙሉብርሃን: ኣብ መዛዘሚ 8ይ መድረኽ ሄኖክ 6ይ ደረጃ ሒዙ ምስ ብሉጻት ተቀዳደምቲ ድሕሪ ምዝዛም፡ ተዓዋቲ ቀጠልያ ማልያን 2ይ ደረጃ ኣብ ናይ ኣንበሳ ዓቐብ ማልያን ኣብ ሓፈሻዊ ድምር ናይ ግዜ ብጫ ማልያ ካኣ 4ይ ደረጃ ሒዙ ውድድሩ ዛዚሙ።  ብዛዕባ ዙር ኵንግሃይ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።

XS
SM
MD
LG