ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ-መጠይቕ ምስ ዶ/ር ሙሴ ምስግና ብዛዕባ ኣንፈትን መጻኢን ኤርትራ (ካልኣይ ክፋል )


ዶ/ር ሙሴ ምስግና
ዶ/ር ሙሴ ምስግና

ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ምስ ሰለስተ ኤርትራውያን ምሁራት ብዛዕባ ኤኮኖሚያዊን ፖሊቲካውን ኩነታት`ታ ሃገር ብሰለስተ ክፋላት ዝተመሓላለፈ ዘተ ኣካይድና ኔርና ኢና።

ኣብ`ቲ ዘተ፡ ጉዕዞ ኣንፈት ኤርትራ ከመይ ኣሎ? ኣብ`ቲ ኸባቢ ዝተራእየ ሚዛን ሓይሊ`ኸ ከመይ ይመስል? ዓለም-ለኻዊ ወፍሪ ማዕድን ኣብ ኤርትራ እንታይ ኤኮኖሚያውን ዲፕሎማሲያውን ጽልዋታት ክህልዎ`ዩ ዝብልን ካልእን ኣልዒልና ኔርና።

ንሎሚ ድማ ዝተፈለየ ርእይቶ ዘለዎ ጋሻ ቐሪብና`ለና።- ዶ/ር ሙሴ ምስግና ኣብ ስዊድን ኣሾሸይትድ ፕሮፈሰር ኔዮሮሎጂ ሳይንስ`ዩ - ካልኣይ ክፋል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቃለ-መጠይቕ ምስ ዶ/ር ሙሴ ምስግና ብዛዕባ ኣንፈትን መጻኢን ኤርትራ (ካልኣይ ክፋል )
please wait

No media source currently available

0:00 0:12:31 0:00

Recommended

XS
SM
MD
LG