ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ ስዊድን ምስ ዶር ሙሴ ምስግና ብዛዕባ ኣንፈት ጉዕዞ ኤርትራ


ከተማ ስቶክሆልም ስዊድን
ከተማ ስቶክሆልም ስዊድን

ዝሓለፈ ሰሙን፡ ምስ ሰለስተ ኤርትራውያን ምሁራት ብዛዕባ ኤኮኖሚያውን ፖሊቲካውን ኩነታት`ታ ሃገር ብሰለስተ ክፋላት ዝተመሓላለፈ ዘተ ኣካይድና ኔርና ኢና።

ኣብ`ቲ ዘተ፡ ጉዕዞ ኣንፈት ኤርትራ ከመይ ኣሎ? ኣብ`ቲ ኸባቢ ዝተራእየ ሚዛን ሓይሊ`ኸ ከመይ ይመስል? ዓለም-ለኻዊ ወፍሪ ማዕድን ኣብ ኤርትራ እንታይ ኤኮኖሚያውን ዲፕሎማሲያውን ጽልዋታት ክህልዎ`ዩ ዝብልን ካልእን ኣልዒልና ኔርና።

ንሎሚ ድማ ዝተፈለየ ርእይቶ ዘለዎ ጋሻ ቐሪብና`ለና።- ዶ/ር ሙሴ ምስግና ኣብ ስዊድን ኣሾሸይትድ ፕሮፈሰር ኔዮሮሎጂ ሳይንስ`ዩ - ቀዳማይ ክፋል ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል፡

please wait

No media source currently available

0:00 0:12:37 0:00

XS
SM
MD
LG