No media source currently available
ደራሲትን ኣላይትን ኣብ ፌስቲቫል ፊልም: ኣርያም ወልደኣብ: ካብ መስከረም 29 ክሳብ ጥቅምቲ 1 ኣብ ከተማ ሳንፍራንሲስኮ ኣብ ዝተኻየደ ሻሙናይ ናይ ኣፍሪቃ ፊልም ፌስቲቫል ሲሊኮን ቫሊ ብፊልም ነዊሕ ዛንታ “ይቕረ ንመን” ወይ Feature Narrative ተዓዊታ። “ይቕረ ንመን” ኣርያም ወልደአብ ተዓዋቲት እዚ ሽልማት ብምዃን ኣብቲ ስነ ስርዓት ሽልማት ተረኺባ ኔራ።
ርእይቶታት ንምርኣይ
መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ