“ይቕረ ንመን”: ቃለ መጠይቕ ምስ ኣርያም ወልደኣብ ደራሲትን ኣላይትን ኣብ ሲሊኮን ቫሊ ፊልም ፌስቲቫል ዝተዓወተት ኤርትራዊት ፊልም
ደራሲትን ኣላይትን ኣብ ፌስቲቫል ፊልም: ኣርያም ወልደኣብ: ካብ መስከረም 29 ክሳብ ጥቅምቲ 1 ኣብ ከተማ ሳንፍራንሲስኮ ኣብ ዝተኻየደ ሻሙናይ ናይ ኣፍሪቃ ፊልም ፌስቲቫል ሲሊኮን ቫሊ ብፊልም ነዊሕ ዛንታ “ይቕረ ንመን” ወይ Feature Narrative ተዓዊታ። “ይቕረ ንመን” ኣርያም ወልደአብ ተዓዋቲት እዚ ሽልማት ብምዃን ኣብቲ ስነ ስርዓት ሽልማት ተረኺባ ኔራ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ