ዋሽንግተን —
መሪጌታ ሄኖክ፡ ዛጊት ሽዱሽተ ናይ ግእዝ መጻሕፍቲ ዝጸሓፈን ገና ካብኡ ዝበዝሕ ንምብርካት ዘንቀደን ተመራማሪ ቋንቋ ግእዝ`ዩ።
“80 ንኸውን ሰባት ኣብ ዝተራኸብናሉ እዋን ብግእዝ ጥራይ ክንዛረብ ተሰማሚዕና`ለና፡ ግእዝ ክሳብ ኣብ ኮሌጅ ማህበራዊ ሳይንስን ኣርትን ዓዲቐይሕ፡ ሓደ ኣካል ትምህርቲ ኮይኑ ክኣትው ተገይሩ`ሎ” ይብል።