ዋሽንግተን —
ኣብ እዋን እቲ መጥቓዕቲ ምስኡ ኣብቲ ቦታ ኔረ ዝበለ ተስፉ የማነ ሓጎስ ብዛዕባ እቲ ዘጋጠመ ኩነታት ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ክፍሊ ትግርኛ ኣብ ዘካየዶ ቃለ-መጠይቕ እቶም መጥቓዕቲ ዝፈጸሙ ዕጡቓት ሰረቕቲ ክኾኑ ይክእሉ'ዮም ኢሉ።
ምስ ተስፉ የማነ ዝተካየደ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።