ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብምክንያት ዓለም-ለኸ ዕለት ደቂ-አንስትዮ ኤርትራዊያን ዘተአናገደ መደብ (2ይ ክፋል)


ዓለም-ለኸ ዕለት ደቂ-ኣንስትዮ ምኽንያት ብምግባር ምስ ኣብቲ ንነጻነት ኤርትራ ዝተኻየድ ቃልሲ ዝተኻፈላ ኤርትራዊያን ደቂ-ኣንስትዮ ዝተካየደ ቃለ-መጠይቕ።

እዘን ደቂ-ኣንስትዮ፡ ትብለጽ መለስን ገነት መሓረናን ካብ ሽወደን ይርጋአለም መረስዕ ተስፉ ኸኣ ካብ ኣሜሪካ ኾይነን ብዛዕባ ተራን ተመክሮን ኤርትራዊያን ደቂ-ኣንስትዮን የጋጥመን ኣሎ ዝበለኦን ምስ ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ ዘካየደኦ ቃለ-መጠይቅ ዘርዚረን'ለዋ።

ካልእ ዝተፈልየ ኣረኣእያ ዘለዋ ሃና ብርሃነ'ውን ካብ ሽወደን ኣብዚ ጉዳይ ኤርትራዊያን ደቂ-አንስትዮ ርእይቶኣ ሂባ ኣላ።

ምሉእ ትሕዝቶ ካልኣይ ክፋል'ቲ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል።

ብተወሳኺ ቀዳማይ ክፋል’ቲ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል።

XS
SM
MD
LG