ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ጉባኤ ሃይማኖታዊ መራሕቲ ኢትዮጵያ ኣብቲ ጉባኤ ዝተላዕለ ሓሳባት ናብ መንግስቲ ንምቅራብ ብምስምማዕ ተዛዚሙ


ጉባኤ ሃይማኖታዊ መራሕቲ ኢትዮጵያ
ጉባኤ ሃይማኖታዊ መራሕቲ ኢትዮጵያ

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ማእከል ሕቡራት ሃገራት ዝተኻየደ ናይ ኢትዮጵያ ሃይማኖታዊ መራሕቲ ጉባኤ ኣብ ኢትዮጵያ ክፍጠር ኣብ ዘለዎ ዕርቀ ሰላም ንክልተ መዓልታት ዝዘተየ ኽከውን ኸሎ ነቲ ኣብቲ ጉባኤ ዝተላዕለ ሓሳባት ናብ መንግስቲ ንምቅራብ ብምስምማዕ ትማሊ ኣማስይኡ ተዛዚሙ’ሎ።

እቲ ዝቀረበ ሓሳባት ኣብ ልዕሊ’ቶም መበገሲ ጸገማትን መፍትሒኦምን ዘተኾረ ምዃኑ ካብቶም መበገሲ ጸገማት ዝተባህለ ጉድለት ሰማይ ምሕደራ፡ ምድንጓይ ፍትሕ፡ ዘይፍትሓዊ ክፍፍል ሃብቲን ብልሽውና ቀንዲ መበገሲ’ቲ ጎንጺ’ዮም ይብሉ መጋቢ ዘሪሁን።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG