ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ወታደራት ናብ ደቡብ ሱዳን ክልእኻ እየን ተባሂሉ

South Sudan's President Salva Kiir attends a session during the 25th Extraordinary Summit of the Inter-Governmental Authority on Development (IGAD) on South Sudan in Ethiopia's capital Addis Ababa, March 13, 2014.

መራሕቲ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ መፋርቕ ዝቕፅል ወርሒ ሚያዚያ ወታደራት ናብ ደቡብ ሱዳን ክንልእኽ ኢና ኢሎም።እቶም መራሕቲ ሎማዕንቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘካየድዎ ጉባኤ ብዛዕባ መጠንን ስልጣንን እቲ መረጋግኢ ሓይሊ እውን ተዘራሪቦም ኣለው።

መራሕቲ ደንበ ቀርኒ ኣፍሪካ /ኢጋድ ኣብ ደቡብ ሱዳን ሰላም ንምዕሳል ክውሰዱ ብዛዕባ ዘልዎም ስጉምትታት ሎማዕንቲ ሓሙስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መኺሮም ኣለው።

መራሒ ዓራቒ ጉጅለ ደቡብ ሱዳን ዝኾኑ ኣቶ ስዩም መስፍን ካብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ዝተዋፅኡ ወታደራት ኣብ ፍርቂ ወርሒ ሚያዚያ ክልኣኹ እዮም ኢሎም።ቁፅሪ እቶም ወታደራት ግን ኣይገለፁን።

ኩለን ሃገራት ክሳብ ዝዳለዋ ግዜ የብልናን ዝበሉ ኣምባሳደር ስዩም ኣስዒቦም ‘’እዚ መስርሕ እዚ ብቕልጡፍ ኣድማዒ ኮይኑ ክንሪኢ ኢና ንደሊ’’ኢና ኢሎም።
ኬንያን፣ኢትዮጵያ፣ጂቡቲ፣ሩዋንዳን ብሩንዲን ወታደራ ክልእኻ ኣብ ዝምምዕ ተበፂሑ’ሎ።ንዝርዝሩ የድምፁ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:03:18 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG