ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዝተሓብአ ሃብቲ መራሕቲ ሃገራትን ብልሽውናኦምን ዘቃልዕ ሰነድ ካብ ሓደ ናይ ፓናማ ትካል ምውጽኡ ተገሊጹ


ሪፖርት ሓባራዊ ዓለም-ለኸ ናይ መርመራ ጋዜጠኛታት (ICIJ)
ሪፖርት ሓባራዊ ዓለም-ለኸ ናይ መርመራ ጋዜጠኛታት (ICIJ)
ካብቶም ኣብቲ ሪፖርት ኣስማቶም ዝተጠቕሰ ሰባት
ካብቶም ኣብቲ ሪፖርት ኣስማቶም ዝተጠቕሰ ሰባት

እዚ ሓድሽ ስምዕታ ዝቐርብ ዘሎ ንፍሉጣት ሰባትን መራሕቲ ሃገራትን ዓለም ከይተረፈ ዘረኻከበ ሰፊሕ መርመራ ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ድሕሪ ምዝርግሑ’ዩ።

እቲ ሪፖርት ናይ ሩስፓ ፕረዝደንት ቭላድሚር ፑቲን ኣስታት ክልተ ቢሊዮን ዶላር ናብ ወጻኢ ከስግሩ ጸኒሖም ድሕሪ ምባሉ ቤተ-መንግስቲ ሩስያ (ክረምሊን) ግን ናብ ፑቲን ዘቕንዓ’ዩ ብምባል ውዱቕ ጌርዎ’ሎ።

ነዚ ሪፖርት ዝዘርግሐ ኣብ ዋሽንግተን ዝመደበሩ ትካል ሓባራዊ ዓለም-ለኸ ናይ መርመራ ጋዜጠኛታት ኾይኑ ኣብቲ ሪፖርት ኣስማቶም ዝተጠቐሰ ሰባት ስለምንታይ ሃብቶም ኣብ ወጻኢ ክገብሩ ከምዝወሰኑ ንምጽራይ መንግስታት ላዕልን ታሕትን ክብሉ ጀሚሮም ኣለዉ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ዝተሓብአ ሃብቲ መራሕቲ ሃገራትን ብልሽውናኦምን ዘቃልዕ ሰነድ ካብ ሓደ ናይ ፓናማ ትካል ምውጽኡ ተገሊጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:00:41 0:00

XS
SM
MD
LG