No media source currently available
እቲ ካብ ኣብ ፓናማ ዝርከብ ሞሳክ ፎንሴካ ዝተባህለ ናይ ሕጊ ትካል ዝወዘ 11 ሰነዳት ወግዓዊ ዝኾነ ብጉጅለ ሓባራዊ ዓለም-ለኸ ናይ መርመራ ጋዜጠኛታት(ICIJ) ኮይኑ፡ እቲ ሰነድ ብዙሓት ሰብ-ጸጋ ዓለም፡ መራሕቲ ሃገራት፡ ፍሉጣት ውልቀ-ሰባት ግብሪ ከይከፍሉ፡ ብልሽውናኦም ከይፍለጥን እገዳታት ከመይ ከምዝጠሓሱን ሃብቶም ከም ኣብ ፓናማ ዝኣመሰሉ ሃገራት ብኸመይ ይሓብኡ ዘጋልጽ ሰነድ ምኳኑ ተፈሊጡ’ሎ።