ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዕላል ብዛዕባ በዓላት ሓንሰ-መስቀለ ካብ ኤርትራን ክልል ትግራይን


ቅድሚ ሰለስተ ሰሙን ዝጀመረ ጳጉመን ንሹድሽተ መዓልታት ድሕሪ ምቕጻል፡ ቅድሚ ክልተ ሰሙን ድማ ቅዱስ ዮውሃንስን ሓዲሽ ዓመትን ተኸቢሩ። ሎሚ ድማ መስቀል ይኽበር ኣሎ። ንምዃኑ በዓላት ጳጉመን ሓንሰ-መስቀለን ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ብኸመይ ይዝከር? ንዝብል ምስ ኣርባዕተ ኣጋይሽ ዝተኻየደ ዕላል ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ስነ-ጥበባዊ ኣማኑኤል ጎይትኦምን ዮሃና ኣበራን ካብ መንደፈራ ዞባ ደቡብ ኤርትራ ፡ ኣልማዝ ዮሃንስን ትርሓስ መብርሃቱን ድማ ካብ ዓድግራት ክልል ትግራይ ኢትዮጵያን `ዮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG