ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራዊ ትካል ንትምህርትን ሓሳባትን ኣብ ኡጋንዳ


ኤርትራዊ ትካል ንትምህርትን ሓሳባትን ኣብ ኡጋንዳ
please wait

No media source currently available

0:00 0:14:13 0:00

“ሕብሪ ኣካዳሚ” ኣብ ኡጋንዳ ዝመሰረቱ ዝተፈላለየ ሞያዊ ስልጠናታት ብቛንቋ ትግርኛ ዝህብ ትካል'ዩ። እቲ ትካል ብማንዛ (ርሕቀት) ኣብ መላእ ዓለም ትምህርቲ ዝህብ ክኸውን ከሎ ኣብ ኡጋንዳውን ብኣካል ስልጠና ይህብ። መስረትቲ እዚ ትካል ሰብ ሓዳር ዓወት ፍስሃየን ፉርቱና ግርማይ ብተወሳኺ ኣብ ሕብረትሰብ ብዙሕ ንዘይዝረበሎም ማሕበራዊ፡ ስነ-ኣእምሮኣዊ፡ ባህላዊን ልምዳዊን ጉዳያት ብምልዓል ዘካይድዎ ዘተ ንሕብረተሰብ ሓሳቦም የካፍሉ።

XS
SM
MD
LG