ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሄንሪ ኪሲንጀር ዓሪፉ


ሄንሪ ኪሲንጀር ዓሪፉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:11 0:00

ኣብ ፖሊሲ ጉዳያት ወጻኢን ዝምድናታት ኣመሪካን ኣዝዩ ልሉይ ግደ ዘለዎን ተዓዋቲ ሽልማት ኖብል ሰላም ዝዀነ ሄንሪ ኪሲንጀር ኣብ መበል 100 ዓመቱ ትማሊ ረቡዕ 29 ሕዳር 2023 ዓሪፉ። ኣብ ጀርመን ተወሊዱ፡ ምስቶም ካብ ግፍዒ ስርዓት ናዚ ዝሃድሙ ኣይሁዳውያን ስድራቤቱ ብንእሽቶኡ ናብ ኣመሪካ ዝመጽአ ኪሲንጀር፡ ኣብ ሃርቫርድ ዩኒቨርስቲ ድሕሪ ምምሃሩ፡ ንነዊሕ ዓመታት ኣብኡ ምሂሩ።

XS
SM
MD
LG