ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ወሽመጥ ቓዛ ብከቢድ ደመና ትኪ ተሽፊኑ ተራእዩ'ሎ


ቓዛ
ቓዛ

ወሽመጥ ቓዛ ሎሚ ዓርቢ ንጉሆ ብከቢድ ደመና ትኪ ተሽፊኑ ክርኣ ኣርፊዱ’ሎ። ብኻልእ ዜና ፅንኩር ሕፅረት ነዳዲ ንኹሉ ኣገልግሎታት ኢንተርነትን መርበባት መራኸብን ክዕፆ ምግዳዱ ቀንዲ ወሃቢ ኣገልግሎት ቴሌኮም ፍልስጤማውያን ኣፍሊጡ’ሎ። እዚ ንቓዛ ካብቲ ዝተረፈ ክፍሊ ዓለም ፍፁም ከምዝበትኽ ተገሊፁ’ሎ።

እስራኤል ኣጋር ሰራዊታ ትገብሮ ዘላ መጥቃዕቲ ናብ ደቡብ ሸነኽ ኣብ ቀረባ ክሰፍሕ ከም ዝኽእል ዝእንፈት ኣብ ደቡባዊ ቓዛ ዝነብሩ ፍስጤማውያን ንኽወፁ ትማሊ ሓሙስ ከምዝተነግሮም ተገሊፁ’ሎ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG