ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደብ ጥዕና፡ ሃሰያ ምግዛር ደቀንስትዮ ኣብ ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ ክሊ ትግራይ ኸአ ንማሕበር ምድሓን ወለዶ ይጥምት


አብ ኢርትራ ካብ ዝትግበሩ ጎዳእቲ ልምድታት ምግዛር ደቀንስትዮ ዘስዕቦ ሃሰያ ከም ቀንዲ ይጥቀስ።

እቲ ልምዲ ዝወሃቦ ትርጉም ተቀራራቢ'ካ እንተኾነ አተገባብርኡ ግን ካብ ብሄር ናብ ብሄር ይፈላለ።

ንሎሚ ኣብ ብሄር ኩናማ ዝትግበርን ሃሳይ ሳዕቤኑን ክንርኢ ኢና።

ፔትፋር ማለት ድማ ካብ ፕረዚደንት አሜሪካ ዝወሃብ መደብ ህፁፅ ተራድኦ ኤድስ ዝተባህለ ትካል ኣብ 6-ክልላት ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣብ ምክልኻል ኤች ኣይ ቪ ኤድስ ንዝወፍሩ ትካላት ገንዘባዊ ሓገዝ ወፍዩ።

ካብቶም ዝተሓርዩ ትካላት ሓደ ማሕበር ምድሓን ወለዶ ትግራይ'ዩ።

ንምስምዑ ና ምልክት ድምፂ ኸድኩም ጠውቁ።

XS
SM
MD
LG