ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣርባዕተ ኤርትራውያን: ኣትላንቲክ ካውንስል ኣብ ዘዳለዎ ኣብ ጽምዶ ኣሜሪካን ኤርትራን ዘተኮረ ዓውደ-ዘተ ይዘራረቡ(3ይ ክፋል)


ሳልሕ ዮኑስ(ጸጋም)፡ኢብራሂም ዓብደኑር(ካልኣይ ካብ ጸጋም)፡ኤልያስ ኣማረ(ሳልሳይ ካብ ጸጋም) ን ገረንስኤ ኣስፍሃ(የማን)
ሳልሕ ዮኑስ(ጸጋም)፡ኢብራሂም ዓብደኑር(ካልኣይ ካብ ጸጋም)፡ኤልያስ ኣማረ(ሳልሳይ ካብ ጸጋም) ን ገረንስኤ ኣስፍሃ(የማን)

ኣትላንቲክ ካውንስል ዝተባህለ ኣመሪካዊ ማእከል ፖሊሲ፡ ዝሓለፈ መጀመርያ ወርሒ ታሕሳስ፡ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኣሜሪካን ዘሎ ኣተሓሳስባን ዝምድና ክልቲኤን ንምምሕያሽ ዘሎ ዕድላትን ዝምልከት፡ ሓሙሽተ ኣሜሪካውያን ምሁራት ፖሊሲ፡ ዓዲሙ ሓደ ዓውደ-ዘተ ኣዳልዩ ኔሩ።

ነቲ ዓውደ-ዘተ መሰረት ብምግባር ኣርባዕተ ዝተፈላለየ ፖለቲካውን ቁጠባውን ኣረኣእያ ዘለዎም ኤርትራውያን ዘተ ኣካይዶም።

ነዚ ዘተ ዘካየዱ ጋዜጠኛን ተመራማርን ኤልያስ ኣማረ፡ ጸሓፍን ኣሰናዳእን ገዳብ ኒውስ ሳልሕ ዮኑስ፡ ኣባል መሪሕነት ሃገራዊ ማሕበር ኤርትራውያን ኣሜሪካውያን ኢብራሂም ዓብደኑር፡ ኣባል ተለቪዥን መኣዲ ዘተ ገረንስኤ ኣስፍሃ`ዮም።

ሳልሳይ ክፋል እቲ ዘተ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG