ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
ምምሕዳር ትራምፕ ንወጻኢ ሃገራት ናይ ልምዓት መደባት ዝወሃብ ሓገዝ ደው ክብል ኣዚዙ
ምምሕዳር ትራምፕ ብመስረት'ቲ ቀዳምነት ንኣመሪካ ዝብል ፖሊሲኡ ዳርጋ ንኩሎም ንወጻኢ ሃገራት ዝወሃቡ ናይ ልምዓት ሓገዛት ን'ሰለሰተ ኣዋርሕ ደው ክብል ኣዚዙ።
እዚ ስጉምቲ ኣብ ዙርያ ዓለም ንህይወት ብዙሓት ሰባት ኣብ ሓደጋ ዘውድቅ'ዩ ክብሉ ጉጅለታት ወሃብቲ ሓገዝን ተሓለቅቲ ሰብኣዊ መሰላትን አጠንቂቆም'ለዉ።
ቅጥዒ