መቐለ —
ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ሓገዝ መግቢ ብምቁራጹ ልዕሊ 1- ሽሕ ሰባት ብጥምየት ምሟቶም ኮምሽን ሓደጋ ስግኣት እቲ ክልል ሓቢሩ።
ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ብወገኑ ሓገዝ መግቢ ብምቁራፁ ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ህፃናትን ኣረጋውያንን ይጉድኡ ብምህላዎም እቲ ሓገዝ ዳግም ክጅመር ኣተሓሳሲቡ።
ቅጥዒ