ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ምቁራጽ ሓገዝ 1-ሽሕ ሰባት ምሟቶም ሰብ-መዚ ገሊጾም


ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ምቁራጽ ሓገዝ 1-ሽሕ ሰባት ምሟቶም ሰብ-መዚ ገሊጾም
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:12 0:00

ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ሓገዝ መግቢ ብምቁራጹ ልዕሊ 1- ሽሕ ሰባት ብጥምየት ምሟቶም ኮምሽን ሓደጋ ስግኣት እቲ ክልል ሓቢሩ። ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ብወገኑ ሓገዝ መግቢ ብምቁራፁ ትሕቲ ሓሙሽተ ዓመት ህፃናትን ኣረጋውያንን ይጉድኡ ብምህላዎም እቲ ሓገዝ ዳግም ክጅመር ኣተሓሳሲቡ።

​
XS
SM
MD
LG