ኩርናዕ ስእሊ
ኩርናዕ ስእሊ
1
ጓል ኣንስተይቲ ተማሃሪት ማሪታል ኣርት ኣብ ከተማ ካቡል ኣፍጋኒስታን
2
ኣብ ከተማ ማኒላ ፊሊፒንስ ኣብ ባልጃ ዝተሓብአ ቆልዓ
3
ኣብ ጋዛ ሓደ በዓል ሞያ መስተኻኸሊ ጸጉሪ ሓዊ ንመስተኻኸሊ ጸጉሪ ይጥቀም
4
ኣብ ኣርጀንቲና ዝለዓለ ቁጽሪ ኣብ ሓደ እዋን ኣብ ወሓይዝ ኢፒቻን ዘንሳፈፉ ብዝብል ኣብ መዝገብ ክብረ ወሰን ንምምዝጋብ አስታት 2000 ሰባት ኣብቲ ወሓይዝ ተረኺቦም።