ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

አባላት ሕብረት አውሮጳ ስደተኛታት ንምጥያስ ተሰማሚዐን


28 አባል ሃገራት ሕብረት አውሮፓ አስታት 160 ሽሕ ዝኾኑ ስደተኛታት ናብ ካልኦት ሃገራት ንምጥያስ ተሰማሚዔን።

አብ ዝቕጽል ክልተ ዓመታት ካብ ግሪክን ጣልያንን መጽንሒ ስደተኛታትን ፍልሰተኛታትን ጉዳዮም ተቀባልነት ዝረኸበ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ካልኦት ሃገራት አውሮጳ ክሰፍሩ'ዮም ክብላ አብ ትካል ሕቡራት መንግስታት ትካል ስደተኛታት UNHCR ወሃቢት ቃል ደቡባዊ አውሮጳ ካርሎታ ሳሚ ንወኪል ድምጺ አሜሪካ ሳሌም ሰለሙን ገሊጸን አለዋ።

ብመሰረት'ዚ ፕሮግራም አብ ዝሓለፈ ሰሙን 19 ኤርትራዊያን ካብ ጣልያን ናብ ሽወደን ምጥያሶም ይፍለጥ።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ አብዚ ምስማዕ ይከአል።

መደብ ሕብረት አውሮጳ ንምጥያስ ስደተኛታት
please wait

No media source currently available

0:00 0:13:11 0:00

XS
SM
MD
LG