ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ-መጠይቕ ምስ ሕጹይ ሽልማት ኖብል ሰላም አባ ሙሴ ዘርአይ


Abba Mussie
Abba Mussie

ጉጅለ አርባዕተ ማህበራት ቱኒዝያ ተዓዋቲ ሽልማት ኖብል ሰላም ኮይኑ'ሎ። አብዚ ሽልማት ተሓጽዮም ዝነበሩ ኤርትራዊ አባ ሙሴ ዘርኣይ ብዛዕባ 'ዚ ሽልማትን አብ አውሮፓ ዘለዉ ስደተኛታት አመልኪቶም ምስ ጋዜጠኛ ምንያ አፈወርቂ ቃለመጠይቕ ምሉእ ትሕዝቶ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

ቃለ-መጠይቕ ምስ አባ ሙሴ ዘርአይ
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:03 0:00

XS
SM
MD
LG