ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ ዝተፈላለዩ ክፍለ-ግዝኣታት ዩናይትድ ስቴትስ ዝተአኻኸቡ ኢትዮጵያዊያን ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም


ካብ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኡን ሓዊሱ ካብ ዝተፈላለዩ ክፍለ ግዝኣታት ዩናይትድ ስቴትስ ዝተኣኻኸቡ ብርክት ዝበሉ ኢትዮጵያዊያንን ኢትዮጵያዊያን ኣሜሪካዊያንን ሎሚ ሶኑይ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም።

እቶም ሰልፈኛታት ኣብ ክልል ኦሮሚያን ካልኦት ክፋላት ኢትዮጵያን ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ይፍጸም ኣሎ ዝበሉዎም በደላት ዝርዝር ጥርዓኖም ናብ ሚኒስትር ጉዳያት ወጻኢ ዩናይትድ ስቴትስ ኣቕሪቦም ኣለው።

እቶም ሰልፈኛታት ናብ ካፒቶል ሂል ብምኻድ ተመሳሳሊ ተቓውሞን ጥርዓንን ኣቕሪቦም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ካብ ዝተፈላለዩ ክፍለ-ግዝኣታት ዩናይትድ ስቴትስ ዝተአኻኸቡ ኢትዮጵያዊያን ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:38 0:00
ካብ ዝተፈላለዩ ክፍለ-ግዝኣታት ዩናትድ ስቴትስ ዝተአኻኸቡ ኢትዮጵያዊያን ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይዶም
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:30 0:00

Recommended

XS
SM
MD
LG