ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሻምፕዮን ብሽክለታ ኢትዮጵያ ኣብ መቐለ ተኻይዱ

ሻምፕዮን ብሽክለታ ኢትዮጵያ ኣብ መቐለ ተኻይዱ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:07 0:00

ሻምፕዮን ብሽክሌታ ኢትዮጵያ ኣብ መቐለ ተኻይዱ

ሻምፕዮን ብሽክለታ ኢትዮጵያ ካብ 14 ክሳብ 18 ሰነ 2015 ኣብ ከተማ መቐለ ተኻይዱ። ኣብቲ ውድድር ካብ ዝነበሩ ሸሞንተ ወርቂታት ካብ ክልል ትግራይ ዝተሳተፉ ተወዳደርቲ እተን ሸውዓተ ወሲዶም።

This item is part of

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG