ጥሪ 22,2016 ዝተካየደ ማራቶን ዱባይ ብደቂ-ተባዕትዮ ኢትዮጵያዊ ተስፋይ አበራ ዲባባ ብ2:04፡24 ተዓዋታይ ክከውን ከሎ ትርፌ ጸጋይ በየነ ድማ ብ2:19፡41 ብደቂ-ኣንስትዮ ተዓዋቲት ኮይና ኣላ።
ኢትዮጵያዊያን ተወዳደርቲ ተዓወቲ ዱባይ ማራቶን 2016 ኮይኖም

1
ኢትዮጵያዊ ተስፋይ አበራ ዲባባ ተዓዋቲ ማራቶን ዱባይ ደቂ-ተባዕትዮ, 2016

2
ኢትዮጵያዊት ትርፌ ጸጋይ በየነ ተዓዋቲት ማራቶን ዱባይ ደቂ-ኣንስትዮ,2016

3
ኢትዮጵያዊ ተስፋይ አበራ ዲባባ ተዓዋቲ ማራቶን ዱባይ ደቂ-ተባዕትዮ, 2016

4
ኢትዮጵያዊ ተስፋይ አበራ ዲባባ ተዓዋቲ ማራቶን ዱባይ ደቂ-ተባዕትዮ, 2016