ጥሪ 22,2016 ዝተካየደ ማራቶን ዱባይ ብደቂ-ተባዕትዮ ኢትዮጵያዊ ተስፋይ አበራ ዲባባ ብ2:04፡24 ተዓዋታይ ክከውን ከሎ ትርፌ ጸጋይ በየነ ድማ ብ2:19፡41 ብደቂ-ኣንስትዮ ተዓዋቲት ኮይና ኣላ።
ኢትዮጵያዊያን ተወዳደርቲ ተዓወቲ ዱባይ ማራቶን 2016 ኮይኖም
5
ኢትዮጵያዊያን ተዓወቲ ማራቶን ዱባይ-2016, ተስፋይ አበራ ዲባባ(ጸጋማይ) ትርፌ ጸጋይ በየነ (የማን)
6
ኢትዮጵያዊ ተስፋይ አበራ ዲባባ ተዓዋቲ ማራቶን ዱባይ ደቂ-ተባዕትዮ, 2016
7
ኢትዮጵያዊት ትርፌ ጸጋይ በየነ ተዓዋቲት ማራቶን ዱባይ ደቂ-ኣንስትዮ,2016
8
ኢትዮጵያዊ ተስፋይ አበራ ዲባባ ተዓዋቲ ማራቶን ዱባይ ደቂ-ተባዕትዮ, 2016