ኣካፍል
መሕተሚ
ግድብ ህዳሴ ኢትዮጵያ ኣብ ቁጠባውን ከባቢያዊ ሓለዋን ብዛዕባ ዝህልዎ ፅዕነቶ መፅናዕቲ ክግበር ኢትዮጵያ፣ሱዳንን ግብፅን ተሰማሚዐን ኣለዋ።
ኣብ ጉዳያት ሕብረት ኣፍሪካ ዓለምለኸ ኣማኻሪ ዝኾኑ ዶ/ር መሓሪ ታደለ ማሩ ብዛዕባ እዝን ካልኦት ዝተኣሳሰሩ ጉዳያትን መብርሂ ሂቦምና ኣለው።የድምፁ።
No media source currently available