ኣካፍል
መሕተሚ
መንግስቲ ኢትዮጵያ ብገበን ምፅናት ዘርኢ ተኸሲሶም ብሞት ንክቕፅዑ ዝተበየኖም ሰበ-ስልጣን ስርዓት ደርግ ብመሰረት ሕገ-መንግስቲ ኢትዮጵያ ቅፅዓቶም ናብ እድሜ-ይፍታህ ከምዝተቃለለሎም ኣፍሊጡ'ዩ።
ስድራ ቤት ግዳያት ኣብ ልዕሊ'ዚ ኣሳሓሓቢ ምዕባለ ሕውስዋስ ሪኢቶ ሂቦም ኣለው።ግርማይ ገብሩ ካብ መቐለ እስክንድር ፍሬው ካብ ኣዲስ ኣበባ ዝላኣኽዎ ሪፖርት ኣሎ