ኢትዮጵያ ወሰኽ ዋጋ ነዳዲ ትግብር፡ ነበርቲ የማርሩ
ኣብ ኢትዮጵያ፡ እቲ ካብ ዝሓለፈ ሰሉስ ጀሚሩ ዝወሰኸ ዋጋ ነዳዲ፡ ነቲ ድሮ ከቢሩ ዘሎ መነባብሮ ዘጋድድ’ዩ ክብሉ ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ሓሳባቶም ኣካፊሎም። እቲ ኣብ ሓደ ሊትሮ በንዚንን ናፍታን ክሳብ 10 ብር ወሰኽ ዘርኣየ ዋጋ፡ ኣብ ኣገልግሎት መጓዓዝያ ከም ታክሲ ቀጥታዊ ወሰኽ ክገብር ስለ ዝዀነ እቲ ሰንስለታዊ ምንሃር ዋጋ ከቢጽ ተጽዕኖ ይፈጥር ምህላዉ ይዛረቡ። መንግስቲ ግን ኣብ ዝተናውሐ እዋን ድጎማ ነዳዲ’ውን ክሓድጎ ምዃኑ’ዩ የመልክት።
ኢፒሶዳት
-
ለካቲት 21, 2025
መስጊድ ኣልነጃሺ መርኣያ ሃይማኖታዊ ምክእኣል
-
ለካቲት 20, 2025
ኣፍሪቃ -- ሕማም ዓሶ ንምጥፋእ ዓመታዊ 5.2 ቢሊዮን ዶላር ትጠልብ
-
ለካቲት 19, 2025
ምውንጃል መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ንሓድሽ ጎንጺ ክመርሕ ይኽእል’ዶ?
-
ለካቲት 19, 2025
ኣቶ ዘርኡ ኣብ ሰናይ ስራሕ ሓገዝ
-
ለካቲት 19, 2025
ፕረ.ትራምፕ ንልዝብ ሩስያን ኣመሪካን ንኢዶም
-
ለካቲት 19, 2025
ትንታነ — ዕርቂ ሩስያን ኣመካን