ኢትዮጵያ ወሰኽ ዋጋ ነዳዲ ትግብር፡ ነበርቲ የማርሩ
ኣብ ኢትዮጵያ፡ እቲ ካብ ዝሓለፈ ሰሉስ ጀሚሩ ዝወሰኸ ዋጋ ነዳዲ፡ ነቲ ድሮ ከቢሩ ዘሎ መነባብሮ ዘጋድድ’ዩ ክብሉ ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ ኣዲስ ኣበባ ሓሳባቶም ኣካፊሎም። እቲ ኣብ ሓደ ሊትሮ በንዚንን ናፍታን ክሳብ 10 ብር ወሰኽ ዘርኣየ ዋጋ፡ ኣብ ኣገልግሎት መጓዓዝያ ከም ታክሲ ቀጥታዊ ወሰኽ ክገብር ስለ ዝዀነ እቲ ሰንስለታዊ ምንሃር ዋጋ ከቢጽ ተጽዕኖ ይፈጥር ምህላዉ ይዛረቡ። መንግስቲ ግን ኣብ ዝተናውሐ እዋን ድጎማ ነዳዲ’ውን ክሓድጎ ምዃኑ’ዩ የመልክት።
ኢፒሶዳት
-
ጥሪ 19, 2025
ስነ-ስርዓት ኣከባብራ ጥምቀት ኣብ ከተማ መቐለ
-
ጥሪ 19, 2025
ስነ-ስርዓት ኣከባብራ በዓል ጥምቀት ኣብ ኣሰመራ ኤርትራ
-
ጥሪ 17, 2025
ስምምዕ ምቁራጽ ተጻብኦ ሓማስን እስራኤልን
-
ጥሪ 17, 2025
ኣበርክቶ መክሲካውያን መጥፋእቲ ሓዊ ኣብ ባርዕ ካሊፎርኒያ
-
ጥሪ 16, 2025
መደረ ስንብት ፕረ.ባይደን
-
ጥሪ 16, 2025
“ይኣክል” ዝብሉ ተሰለፍቲ፡ ሕቶኦም ክፍፅም ዝኽእል ኣካል ክመርሖም ይሓቱ