ተጋዳሊት ህወሓት ዝነበረት ወ/ሮ የውብማር ኣስፋውን ተጋዳሊት ህዝብዊ ግንባር ዝነበረት ወ/ሮ ኣዜብ ሃብተማሪያምን ደቂ ኣንስትዮ ክልቲአን ሃገራት ኣብ ብረታዊ ቓልሲ ማዕረ ደቂ ተባዕትዮ እንተተቓልሳን እንተተስውኣን እውን ሕዚ’ውን እንተኾነ ግዳያት ድርብ ፀገማት እየን ይብላ።
ተወሳኺ
-
03/02/2023
ሓደስቲ መንፈሳውያን ፊልምታት ንሓድሽ ርእየትን ተስፋን
-
03/02/2023
ቂሐ ፅልሚ-ማህሌተ ጉማየ