ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮዽያ ናብ ምልኣኽ ሳተላይትን ምርምር ህዋን ተቋምት

ស្រ្តី​ម្នាក់​ប្រមូល​ផ្កា​មួយ​ប្រភេទ នៅ​កសិដ្ឋាន​នៅ​ក្នុង​ក្រុង Pampore រដ្ឋ Kashmir ប្រទេស​ឥណ្ឌា។
ស្រ្តី​ម្នាក់​ប្រមូល​ផ្កា​មួយ​ប្រភេទ នៅ​កសិដ្ឋាន​នៅ​ក្នុង​ក្រុង Pampore រដ្ឋ Kashmir ប្រទេស​ឥណ្ឌា។
ኢትዮዽያ ንሰለስተ ሳተላይታት ኣብ ውሽጢ 5 ዓመታት፣ኪው-ሳት ንዝተባሃለት ሳተላይት ግና ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመት ናብ ህዋ ንምልኣኽ ትቀራረብ ኣላ።

ማሕበር ሳይንስ ህዋ ኢትዮዽያ በቲ ኣብ ጎቦ እንጦጦ ዝተኸሎም ዓበይቲ ቴሌስኮፓት (ኣጉሊሁ ዘርኢ መንፅር) ኣቢሉ ካብ ዝገብሮም ምርምር ስነ-ከዋኽብቲ ሰጊሩ፣ኣብ ኣገልግሎት ርክባት፣ ሕርሻን ፀጥታን ዝረብሕ ሓበሬታታት‘ውን ንምልጋስ ይሰርሕ‘ሎ።
ን1ይ ክፍሊ‘ቲ ቃለ-ምልልስ ኣዳምፁ
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:06 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG