ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምዕባለታት ተጓንፎ ኤምባሲ ኢትዮዽያ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ


Embassy of Ethiopia
Embassy of Ethiopia

እቲ ኣብ ኤምባሲ ኢትዮዽያ ጠያይቲ ዝተኮሰ ዲፕሎማት ካብ ኣሜሪካ ከምዝወፀ ምንስቴር ወፃኢ ኣሜሪካ ኣረጋጊፁ።

ወሃቢት ቃል ምንስቴር ወፃኢ ኣሜሪካ ጂን ሳኪ፣ምንስቴር ወፃኢ ምስ‘ተን ዝምልከተን ሃገራት፣ ናይ‘ቲ ውልቀ-ሰብ ናይ ዘይምኽሳስ መሰሉ ዝቅንጥጣን ኣብ ኣሜሪካ ክኽሰስ ዝካኣል እንተኾይኑ ሕቶ ከምዝቀርብን ጠቂሰን።እታ ዝምልከታ ሃገር ኣይፋለይን እንተይላ ግና፣ኣሜሪካ እቲ ውልቀ-ሰብ ካብ ግዝኣታ ንክጥረዝ ከምትሓትት ኣፍሊጠን።

እዚ ከም‘ዚ‘ሉ እቲ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኤምባሲ ኢትዮዽያ መሰል ኤምባሲን ሰራሕተኛታቱን ዝጣሓሱ ምስ ጉጅለታት ፈጠርቲ ራዕዲ ተባሂሎም ብኢትዮዽያ ዝፅውዑ ጉጅለታት ምትእስሳር ዘለዎም‘ዮም ኢሎም ወሃቢ-ቃል ምንስቴር ወፃኢ ኢትዮዽያ።

ሙሉእ ሪፖርት
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:03 0:00
መራገፊ

XS
SM
MD
LG