No media source currently available
ኣብ ኢትዮጵያ ብደርቂ ንዝተጠቕዑ 7.8 ሚልዮን ሰባት ዝወሃብ ናይ መግቢ ሓገዝ ኣብ መወዳእታ’ዚ ወርሒ’ዚ ከምዝወዳእ መንግስቲን ሰብኣዊ ሓገዝ ወሃብቲ ትካላት ይገልጹ። ብሰንኪ ተደጋጋሚ ዘጋጠመ ሕጽረት ዝናብ ዘጋጠመ ደርቂ ቁጽሪ ብደርቂ ዝተጠቕዑ ብክልተ ሚልዮን ክውስኽ ከምዝኽእል መንግስቲን ሓገዝ ወሃብቲ ትካላት ይገልጹ።
ርእይቶታት ንምርኣይ
መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ