“ኢትዮጵያ፡ ብደርቂ ንዝተጠቕዑ 7.8 ሚልዮን ሰባት ዝወሃብ ናይ መግቢ ሓገዝ ክውዳእ’ዩ” ሓገዝ ወሃብቲ ትካላት
ኣብ ኢትዮጵያ ብደርቂ ንዝተጠቕዑ 7.8 ሚልዮን ሰባት ዝወሃብ ናይ መግቢ ሓገዝ ኣብ መወዳእታ’ዚ ወርሒ’ዚ ከምዝወዳእ መንግስቲን ሰብኣዊ ሓገዝ ወሃብቲ ትካላት ይገልጹ። ብሰንኪ ተደጋጋሚ ዘጋጠመ ሕጽረት ዝናብ ዘጋጠመ ደርቂ ቁጽሪ ብደርቂ ዝተጠቕዑ ብክልተ ሚልዮን ክውስኽ ከምዝኽእል መንግስቲን ሓገዝ ወሃብቲ ትካላት ይገልጹ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ