“76% ኢትዮጵያውያን ዛጊት ተጠቀምቲ ሞባይል ኢንተርነት ኣይኰኑን” ትካል ጂ.ኤስ.ኤም.አ
ንኣገልግሎት ቴሌኮም ኢትዮጵያ ዘፅነዐ ሓደ ዓለምለኻዊ ትካል፡ ኣብ ኢትዮጵያ 76 ሚኢታዊ ዝኸውን ህዝቢ ሞባይል ኢንተርነት ከም ዘይጥቀም ሓቢሩ። ናይዚ ፀገም መንቀሊ ድማ ኢንተርነት ምጥቃም ዘኽእሉ ሞባይል ስልክታት ዋሕዲ ምህላው ከምዝኾ እቲ ትካል ክገልፅ እንከሎ፡ ኢትዮ-ቴሌኮም ብወገኑ፡ ኣብ ገጠራት ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ኢንተርነት ንምግፋሕ፣ ኣብዚ ዓመት 250 ሽሕ ስማርት ሞባይል ስልክታት ንምብፃሕ ይሰርሕ ምህላዉ ገሊፁ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 03, 2025ዓድዋ - ቅድድም ሪሌ ማራቶን
-
የካቲት 24, 2025ሰራዊት ኢትዮጵያ አካል ሓድሽ ተልእኾ ዓቃብ ሰላም ሰራዊት ኣብ ሶማል ክኾኑ'ዮም
-
ጥሪ 28, 2025ዋሕዲ ተመሃሮ ንስልጠና ቋንቋ ምልክት ኣብ ሓደጋ የውድቕ
-
ጥሪ 13, 2025ክልከላ ሕጃብ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ከተማ ኣኽሱም