ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“76% ኢትዮጵያውያን ዛጊት ተጠቀምቲ ሞባይል ኢንተርነት ኣይኰኑን” ትካል ጂ.ኤስ.ኤም.አ


ንኣገልግሎት ቴሌኮም ኢትዮጵያ ዘፅነዐ ሓደ ዓለምለኻዊ ትካል፡ ኣብ ኢትዮጵያ 76 ሚኢታዊ ዝኸውን ህዝቢ ሞባይል ኢንተርነት ከም ዘይጥቀም ሓቢሩ። ናይዚ ፀገም መንቀሊ ድማ ኢንተርነት ምጥቃም ዘኽእሉ ሞባይል ስልክታት ዋሕዲ ምህላው ከምዝኾ እቲ ትካል ክገልፅ እንከሎ፡ ኢትዮ-ቴሌኮም ብወገኑ፡ ኣብ ገጠራት ኢትዮጵያ ኣገልግሎት ኢንተርነት ንምግፋሕ፣ ኣብዚ ዓመት 250 ሽሕ ስማርት ሞባይል ስልክታት ንምብፃሕ ይሰርሕ ምህላዉ ገሊፁ።

XS
SM
MD
LG