ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብልሽውና ንምውጋእ ዘኽእል ዝተባሃለሉ ምዝገባ ሃብቲ ሰበ-ስልጣን ኢትዮጵያ ይሳለጥ'ሎ


ሃብቲ ሰበ-ስልጣን ኣብ መርበብ ሓበሬታ ኮምሽን ፀረ ብልሽውና ክዝርጋሕ'ዩ

ኮምሽነር ኮምሽን ፀረ ብልሽውና ኢትዮጵያ ኣቶ ዓሊ ሰለይማን ዕላማ'ቲ ኣብ ኢትዮጵያ ይትግበር ጀሚሩ ዘሎ ምዝገባ ንብረትን ሃብቲን መንግስታዊ ሰበ-ስልጣን ማለት ምንስቲራት፡ምንስቲር ድኤታ፡ ኮምሽነራት፡ኣባላት ፓርላማን ሹመኛታትን ብመሰረት ሕገ-መንግስቲ ዝሓቶ እዩ ዝፍፀም ዘሎ ኢሎም።

XS
SM
MD
LG