ኣዲስ ኣበባ —
ትማሊ ዝተጀመረን ን90 መዓልታት ዝጸንሕ ወፍሪ ንሓደጋ ደርቂ ኢትዮጵያ ምሉእ ምላሽ ንምርካብ እዩ ክብል ናይ ሕቡራት መንግስታት ቤት ጽሕፈት ኣተሓባባሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ኣፍሊጡ።
እቲ ቤት ጽሕፈት ከምዝበሎ ጠለብ ረድኤት ዘድልዮም ኢትዮጵያዊያን ንምምላእ ካብቲ ነዚ ዓመት'ዚ ዘድሊ 1.4 ቢልዮን ዶላር ዛጊት 51 ሚእታዊት ጥራሕ እዩ ተረኺቡ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።