No media source currently available
ናይ ኢትዮጵያዊያን ተቐማጦ ሰሜን ኣሜሪካ መበል 34 ናይ ስፖርትን ባህል በዓል ኣብ ሲያትል ዋሺንግተን ካብ ሓምለ 2-8,2017 ዓ.ም ይካየድ ኣሎ። እዚ በዓል ስፖርታዊ ባህላዊን ካልኦት ንጥፈታትን ዘጠቓለለ እዩ።
ርእይቶታት ንምርኣይ
መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ