ኤርትራውያን ነበርቲ ካምፓላ ብዛዕባ ኣባል ፓርላማ ኡጋንዳ ዝበሎ ምኽሮም የካፍሉ

ኤርትራውያን ነበርቲ ካምፓላ ብዛዕባ ኣባል ፓርላማ ኡጋንዳ ዝበሎ ምኽሮም የካፍሉ

No media source currently available

ኤርትራውያን ነበርቲ ካምፓላ ብዛዕባ ኣባል ፓርላማ ኡጋንዳ ዝበሎ ምኽሮም የካፍሉ

ኣለን ስዋንያና ዝተባህለ ኣባል ፓርላማ ኡጋንዳ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት፡ ብዛዕባ ኣብ ኡጋንዳ ዝነብሩ ዜጋታት ካልኦት ሃገራት ኣብ ዝተዛረበሉ እዋን፡ ብፍላይ ኤርትራውያን ንኩነታት ናብራ የኽብርዎ ከም ዘለዉ ስኽፍትኡ ገሊጹ ኔሩ።

ብኻልእ ወገን ኣብ ኡጋንዳ ዝነብሩ ኤርትራውያን ምስ ናይ ካልኦት ሃገራት ኣነጻጺርካ ዝበዝሑ`ኳ እንተዘይኮኑ፡ ምስ ዘለዎም ባህልን ባህርያትን ግን ኣብ ዓይኒ`ቶም ተቐበልቲ ኣጋይሽ ዝብሃሉ ኡጋንዳውያን ክኣትዉ ከም ዝኸኣሉ፡ ክልተ ኣብ ትምህርታዊ ምኽርታት ዝነጥፉ ኤርትራውያን ነበርቲ ከተማ ካምፓላ ንድምጺ ኣመሪካ ተዛሪቦም ኣለዉ።

ቅሳነት ቴድሮስ ፡መስራቲት ቻነል ሕጻናት `በለስ ቡቡ` ክትከውን ከላ፡ ኣክሊሉ ሃብተሚካኤል ድማ ኣብ ምሕደራ ፕሮጀክት ዝነጥፍ`ዩ።

​
XS
SM
MD
LG