ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራውያን ነበርቲ ካምፓላ ብዛዕባ ኣባል ፓርላማ ኡጋንዳ ዝበሎ ምኽሮም የካፍሉ


ኤርትራውያን ነበርቲ ካምፓላ ብዛዕባ ኣባል ፓርላማ ኡጋንዳ ዝበሎ ምኽሮም የካፍሉ
please wait

No media source currently available

0:00 0:24:44 0:00

ኣለን ስዋንያና ዝተባህለ ኣባል ፓርላማ ኡጋንዳ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙናት፡ ብዛዕባ ኣብ ኡጋንዳ ዝነብሩ ዜጋታት ካልኦት ሃገራት ኣብ ዝተዛረበሉ እዋን፡ ብፍላይ ኤርትራውያን ንኩነታት ናብራ የኽብርዎ ከም ዘለዉ ስኽፍትኡ ገሊጹ ኔሩ።

​
XS
SM
MD
LG