ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ ፍረ ዳንዴር ፀዓት ዝመሃዘ መንእሰይ ፡ ሰመረ ወልደገርጊስ


ኣብ ኤርትራ ብድጎማ መንግስቲ ንህዝቢ ካብ ዝባፅሑ ሃለኽቲ ነገራት ሓደ ነዳዲ ዘይቲ'ዩ። ብፍላይ ላምባ ዳርጋ ነፍሲ ወከፍ ስድራ-ቤት ዝጥቀመሉ'ዩ።

መንእሰይ ሰመረ ወልደገርጊስ ነዚ ብናይ ወፃኢ ሸርፊ ካብ ደገ ዝአቱ ነዳዲ ዝትክእ ተለዋጢ ፀዓት ምሁዙ'ሎ።

እቲ ፀዓት ካብ ፍረ ዳንዴር ብዝርከብ ዘይቲ ዝሰርሕ ኮይኑ ንዕኡ ዘገልግል ዳፉር'ውን ወሲኹሉ'ሎ።

ካብቲ ካብ ሓደ ሊትሮ ላምባ ዝርከብ ናይ 4 - ሰዓት አገልግሎት ንላዕሊ ካብ ዘይቲ ፍረ ዳንዴር ካብ ዝርከብ ነዳዲ ክሳብ 6 - ሰዓታት ዝፀንሕ አገልግሎት ክርከብ ከም ዝኽእል ይገልፅ።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣሞ! ንዓመተ 2017 ኣብ ግጥማት ፕሪምየር ሊግ ብብዝሒ ሸቶ ብምምዝጋብ ዝፋነዋ ዘሎ ተጻዋታይ መን ይበሃል?

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG