'ተሳትፎ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ትግራይ/ኢትዮጵያ' ዝብል ኮይኑ ኣሎ ቀዳምን ሰንበትን ነቅርቦ መደብ ኣጋይሽናን ናታትኩም ሕቶን መልሲን።
ብዛዕባ’ዚ ጉዳይ’ዚ ካብ ኢትዮጵያዊያን ተደጋጋሚ መደባት ከምዘቅረብና ዝዝከር እዩ። ካብ ኤርትራዊያን ክንሰምዕ ኢና።
ኣብ'ዚ መደብ'ዚ ዝሳተፉ ክልቲኦም ኤርትራዊያን ኣጋይሽ፣ ንኩነታት እቲ ዞባ ዝከታተሉን ዝትንትኑን፣ ተሓላቂ መሰላትዶ/ር ዳንኤል ረዘነ ካብ ጄኔቫን አቶ ኪሮስ ሰሎሞን ካብ ዩናይትድ ስቴትስ ቴክሳስን ኮይኖም ኣለው።