ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ሓደ ባር እስራኤል ንክዘናጋዕ ዝኣተወ ኤርትራዊ ቴድሮስ ኣብራሃ ግዳይ መጥቃዕቲ ሓዊ ኮይኑ


ቴል ኣቪቭ
ቴል ኣቪቭ

‘ኣብ ፃዓዱ ዘዘውትርሉ ስፍራ መዘናግዒ ምስ ኣተኹ፣ንዝጀምርኩዋ ቢራ ከይወዳእኩ፣ኣልኮላዊ መስተ ኣብ ዝባነይ ክዒው ካብ ርሑቅ ሓዊ ወሊዑ ኣባሪዑኒ፣ጭብጢታት ክርከበሉ ንዝነበረ መቅረፂ ቪድዮ ድማ ደምሲሶምዎ’ ይብል ቴድሮስ።

መንቀሊ ዝወረዶ ዘስካሕክሕ መጥቃዕቲ ‘ኣብ ልዕሊ ኣፍሪቃዊያን ብሓፈሻ ኣብ ልዕሊ ሱዳናዊያን፣ኤርትራዊያንን ቤተ-እስራኤላዊያን ኢትዮጵያዊያን ስለዝሓደሮም’ዩ።ሎሚ ኣብ እስራኤል ዘሎ ተቀባልነት ንስደተኛታት ኣዝዩ ሓደገኛ’ዩ’ውን’ በለ ናይ ሎሚ ጋሻና

please wait

No media source currently available

0:00 0:07:45 0:00


XS
SM
MD
LG